Jesus and Muhammad: Profound Differences and Surprising Similarities (የሱስዶ ወይስ መሓመድ) - Softcover

Mark A. Gabriel

 
9782924825419: Jesus and Muhammad: Profound Differences and Surprising Similarities (የሱስዶ ወይስ መሓመድ)

Inhaltsangabe

የሱስን መሓመድን ኣብ ዓለምና፡ ካብ ዝዀነ ሰብ ንላዕሊ ኣዝዮም ጸለውቲ ምዃኖም፥ ዘየጠራጥር እዩ። ኣብ መንጎ’ዚ ክልተ መራሕቲ ዘሎ ናይ ሓሳብ ጋግ ግና መጠኑ ዓብዪ እዩ። እቲ ሐቀኛ ስእሊ ክህልወና መታን ብመገዲ እዛ መጽሓፍ፥ መሪሐ ናብቲ መበቆላዊ ጽሑፋት ብምውሳድ፡ ምስዞም ክልተ ሰባት ከለልየኩም እዩ። ኣስላማይ ዝነበርኩ፥ ኣብ ርእሲ እዚ ፥ ኣብ እምነት ክርስትና ፍልስፍናዊ መዓርግ ዶክተር ማለት ፒ. ኤች. ዲ ዘሎኒ። ማዕረ እዚ፡ እዉን ኣብ ግብጺ ዝርከብ ኣል-ኣዝሃር ዩኒቨርሲቲ ብ ባህልን ታሪኽ ምስልምናን ፒ. ኤች. ዲ ዘሎኒ እየ። እምብኣር እዛ መጽሓፍ፡ ብስነ-መጎታዊ መልክዑ ተሰሪዑ በዚ ዝስዕብ ክትመርሓካ እያ። ኣብ መንጎ’ዚ ክልተ እምነታት ዘሎ ናይ ሓሳብ ጋግ ክርስትያናት ብዛዕባ ግብርን ትምህርትን መሓመድ ቁንጣሮ ፍልጠት ጥራይ እዩ ዘለዎም። ኣስላም እዉን ብዛዕባ የሱስ ፍልጠት ከምዘለዎም እዮም ዚሓስቡ። እንተ ዀነ ግና. . . እቲ ሐቀኛ ስእሊ ክህልወና መታን ብመገዲ እዛ መጽሓፍ፥ መሪሐ ናብቲ መበቆላዊ ጽሑፋት ብምውሳድ፡ ምስዞም ክልተ ሰባት ከራኽብኩም እዩ። መሓመድ ብዛዕባ የሱስ እተዛረቦን የሱስ ድማ ብዛዕባ መሓመድ እንታይ ኢሉ ዀን ይኸውን ? ኣብ ነፍሲ ወከፍ፥ ኣርእስታት ጥቕሲ ብጥቕሲ እናኣወዳደረ ብዝገልጽ ሓሳብ ክዛዘም ኢና።

Die Inhaltsangabe kann sich auf eine andere Ausgabe dieses Titels beziehen.